ዳንኤል 5:12 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 12 እቲ ንጉስ ቤልጥሻጽር ኢሉ ዝሰመዮ ዳንኤልሲ፡+ ንምትርጓም ሕልምታትን ንምግላጽ ሕንቅሕንቅሊተያትን ንምፍታሕ እተሓላለኸ ጸገማትን* ፍሉይ መንፈስን ፍልጠትን ልቦናን ተረኺብዎ እዩ።+ ሕጂ ኸኣ፡ ዳንኤል ይጸዋዕ፣ ነቲ ትርጉም እውን ኪነግረካ እዩ።” ግብሪ ሃዋርያት 7:9, 10 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 9 እቶም ርእስታት ዓሌት ድማ ንዮሴፍ ቀኒኦምሉ+ ናብ ግብጺ ሸጥዎ።+ ኣምላኽ ግና ምስኡ ነበረ፣+ 10 ካብ ኵሉ ጸበባኡ ኸኣ ኣናገፎ፣ ኣብ ቅድሚ ፈርኦን ንጉስ ግብጺ ድማ ሞገስን ጥበብን ሃቦ። ንሱ እውን ንግብጽን ንብዘላ ቤቱን ኬመሓድር ሸሞ።+
12 እቲ ንጉስ ቤልጥሻጽር ኢሉ ዝሰመዮ ዳንኤልሲ፡+ ንምትርጓም ሕልምታትን ንምግላጽ ሕንቅሕንቅሊተያትን ንምፍታሕ እተሓላለኸ ጸገማትን* ፍሉይ መንፈስን ፍልጠትን ልቦናን ተረኺብዎ እዩ።+ ሕጂ ኸኣ፡ ዳንኤል ይጸዋዕ፣ ነቲ ትርጉም እውን ኪነግረካ እዩ።”
9 እቶም ርእስታት ዓሌት ድማ ንዮሴፍ ቀኒኦምሉ+ ናብ ግብጺ ሸጥዎ።+ ኣምላኽ ግና ምስኡ ነበረ፣+ 10 ካብ ኵሉ ጸበባኡ ኸኣ ኣናገፎ፣ ኣብ ቅድሚ ፈርኦን ንጉስ ግብጺ ድማ ሞገስን ጥበብን ሃቦ። ንሱ እውን ንግብጽን ንብዘላ ቤቱን ኬመሓድር ሸሞ።+