-
ዘፍጥረት 41:48, 49መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
48 ካብ ምድሪ ግብጺ ኸኣ ኵሉ ምግቢ እተን ናይተን ሸውዓተ ዓመት ኣከበ፡ ነቲ ምግቢ እውን ኣብ ከተማታት ደለቦ። ኣብ ከከተማኡ ድማ ካብቲ ኣብ ዙርያኡ ዝነበረ ግራውቲ ምግቢ ኣከበ። 49 ዮሴፍ ከኣ፡ እቲ እኽሊ ኺስፈር ዘይከኣል ብምንባሩ፡ ምስፋሩ ኽሳዕ ዚሓድግዎ፡ ከም ሑጻ ባሕሪ ኣዝዩ ብዙሕ ይድልብ ነበረ።
-
-
ግብሪ ሃዋርያት 7:12መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
12 ያእቆብ ግና ኣብ ግብጺ እኽሊ ኸም ዚርከብ ሰምዐ፣ ንኣቦታትና ኸኣ ቀዳማይ ግዜ ለኣኾም።+
-