ዘፍጥረት 37:25 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 25 እንጌራ ኺበልዑ ድማ ተቐመጡ። ኣዒንቶም ምስ ኣልዓሉ፡ እስማኤላውያን+ ቃፍላይ ካብ ጊልዓድ ኪመጹ ረኣዩ። እተን ኣግማሎም ከኣ ምዑዝ ዕንዲዳን በለሳንን ዕንዲዳዊ ቕላጥን ተጻዒነን ነበራ፣+ ናብ ግብጺ ድማ ይወርዱ ነበሩ።
25 እንጌራ ኺበልዑ ድማ ተቐመጡ። ኣዒንቶም ምስ ኣልዓሉ፡ እስማኤላውያን+ ቃፍላይ ካብ ጊልዓድ ኪመጹ ረኣዩ። እተን ኣግማሎም ከኣ ምዑዝ ዕንዲዳን በለሳንን ዕንዲዳዊ ቕላጥን ተጻዒነን ነበራ፣+ ናብ ግብጺ ድማ ይወርዱ ነበሩ።