ዘፍጥረት 42:36 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 36 ኣቦኦም ያእቆብ ድማ፡ “ውሉድ ዘይብለይ ጌርኩምኒ!+ ዮሴፍ የሎን፡+ ስምኦን ከኣ የሎን፡+ ንብንያም ድማ ክትወስድዎ ኢኹም! እዚ ዅሉ ኣባይ እዩ በጺሑ!” በሎም።
36 ኣቦኦም ያእቆብ ድማ፡ “ውሉድ ዘይብለይ ጌርኩምኒ!+ ዮሴፍ የሎን፡+ ስምኦን ከኣ የሎን፡+ ንብንያም ድማ ክትወስድዎ ኢኹም! እዚ ዅሉ ኣባይ እዩ በጺሑ!” በሎም።