ዘፍጥረት 41:44 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 44 ፈርኦን ድማ ንዮሴፍ፡ “ኣነ ፈርኦን እየ፣ ኣብ ኵላ ምድሪ ግብጺ ኸኣ ብዘይ ፍቓድካ ዋላ ሓደ ሰብ ሓንቲ እኳ ኣይግበር”* በሎ።+ ዘፍጥረት 45:8 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 8 እምበኣር፡ ንፈርኦን ቀንዲ ኣማኻሪኡ፡* ንዅላ ቤቱ ጐይታ፡ ኣብ ኵላ ምድሪ ግብጺ ኸኣ ገዛኢ ክኸውን ዝሸመኒ እቲ ናይ ሓቂ ኣምላኽ እዩ እምበር፡+ ንስኻትኩም ኣይኰንኩምን ናብዚ ዝለኣኽኩምኒ።
8 እምበኣር፡ ንፈርኦን ቀንዲ ኣማኻሪኡ፡* ንዅላ ቤቱ ጐይታ፡ ኣብ ኵላ ምድሪ ግብጺ ኸኣ ገዛኢ ክኸውን ዝሸመኒ እቲ ናይ ሓቂ ኣምላኽ እዩ እምበር፡+ ንስኻትኩም ኣይኰንኩምን ናብዚ ዝለኣኽኩምኒ።