ዘፍጥረት 42:13 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 13 ንሳቶም ከኣ፡ “ገላዉኻ 12 ኣሕዋት እዮም።+ ንሕና ደቂ ሓደ ኣብ ከነኣን ዚነብር ሰብኣይ ኢና፣+ እቲ ሕሳስ ልደ ምስ ኣቦና ኣሎ፡+ እቲ ሓደ ኸኣ የሎን” በልዎ።+ ዘፍጥረት 43:7 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 7 ንሳቶም ድማ፡ “እቲ ሰብኣይ ብዛዕባናን ብዛዕባ ኣዝማድናን፡ ‘ኣቦኹም ገናዶ ብህይወት ኣሎ፧ ካልእ ሓውከ ኣሎኩምዶ፧’ ኢሉ ብቐጥታ ሓቲቱና፣ ንሕና ኸኣ እዚ ሓቂ እዚ ነጊርናዮ።+ ‘ንሓውኩም ናብዚ ኣውርድዎ’ ኸም ዚብለና ኸመይ ጌርና ኽንፈልጥ ንኽእል፧” በሉ።+
13 ንሳቶም ከኣ፡ “ገላዉኻ 12 ኣሕዋት እዮም።+ ንሕና ደቂ ሓደ ኣብ ከነኣን ዚነብር ሰብኣይ ኢና፣+ እቲ ሕሳስ ልደ ምስ ኣቦና ኣሎ፡+ እቲ ሓደ ኸኣ የሎን” በልዎ።+
7 ንሳቶም ድማ፡ “እቲ ሰብኣይ ብዛዕባናን ብዛዕባ ኣዝማድናን፡ ‘ኣቦኹም ገናዶ ብህይወት ኣሎ፧ ካልእ ሓውከ ኣሎኩምዶ፧’ ኢሉ ብቐጥታ ሓቲቱና፣ ንሕና ኸኣ እዚ ሓቂ እዚ ነጊርናዮ።+ ‘ንሓውኩም ናብዚ ኣውርድዎ’ ኸም ዚብለና ኸመይ ጌርና ኽንፈልጥ ንኽእል፧” በሉ።+