ዘፍጥረት 41:51 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 51 ዮሴፍ ድማ፡ “ኣምላኽ ኵሉ ሽግረይን ኵሉ ቤት ኣቦይን ኣረሲዑኒ” ኢሉ ነቲ በዅሪ ስሙ ምናሴ* ኣውጽኣሉ።+ ዘፍጥረት 46:20 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 20 ንዮሴፍ ኣብ ምድሪ ግብጺ እተወልዱሉ፡ ኣሰናት+ ጓል ጶጢፌራዕ ካህን ኦን* ዝወለደትሉ፡ ምናሴን+ ኤፍሬምን።+