-
ዘሁልቍ 26:34መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
34 ዓሌታት ምናሴ እዚኣቶም እዮም፣ ምዝጉባቶም ድማ 52,700 እዮም።+
-
-
ዘሁልቍ 26:37መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
37 ዓሌታት ደቂ ኤፍሬም እዚኣቶም እዮም፣ ምዝጉባቶም ድማ 32,500 እዮም።+ ደቂ ዮሴፍ በብዓሌቶም እዚኣቶም እዮም።
-