ዘሁልቍ 2:18-21 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 18 “ጕጅለ ሰለስተ ነገድ ሰፈር ኤፍሬም በብሰራዊቱ ብሸነኽ ምዕራብ ይኹን። ሹም ደቂ ኤፍሬም ከኣ ኤሊሻማዕ+ ወዲ ዓሚሁድ እዩ። 19 እቶም ኣብ ሰራዊቱ እተመዝገቡ ድማ፡ 40,500 እዮም።+ 20 ኣብ ጥቓኡ ኸኣ ነገድ ምናሴ+ ይኹን። ሹም ደቂ ምናሴ ድማ ገማልኤል+ ወዲ ጰዳህጹር እዩ። 21 እቶም ኣብ ሰራዊቱ እተመዝገቡ ኸኣ፡ 32,200 እዮም።+
18 “ጕጅለ ሰለስተ ነገድ ሰፈር ኤፍሬም በብሰራዊቱ ብሸነኽ ምዕራብ ይኹን። ሹም ደቂ ኤፍሬም ከኣ ኤሊሻማዕ+ ወዲ ዓሚሁድ እዩ። 19 እቶም ኣብ ሰራዊቱ እተመዝገቡ ድማ፡ 40,500 እዮም።+ 20 ኣብ ጥቓኡ ኸኣ ነገድ ምናሴ+ ይኹን። ሹም ደቂ ምናሴ ድማ ገማልኤል+ ወዲ ጰዳህጹር እዩ። 21 እቶም ኣብ ሰራዊቱ እተመዝገቡ ኸኣ፡ 32,200 እዮም።+