ዘፍጥረት 35:29 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 29 ይስሃቅ ድማ ትንፋሱ ሓለፈት እሞ ሞተ፡ ኣሪጉን ዕድመ* ጸጊቡን ከኣ ናብ ህዝቡ ተኣከበ፣* ደቁ ኤሳውን ያእቆብን ድማ ቀበርዎ።+