-
ዘፍጥረት 23:17, 18መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
17 በዚ ኸምዚ፡ ኣብ ማክጴላ፡ ኣብ መንጽር መምሬ ዝነበረት ግራት ዔፍሮን፡—እታ ግራትን ኣብኣ ዘላ በዓትን ኣብ ውሽጢ ደረታ ዝነበረ ዅሉ ኣእዋምን፡— 18 ኣብ ቅድሚ ደቂ ሔት፡ ኣብ ቅድሚ እቶም ብኣፍ ደገ እታ ኸተማ ዚኣትዉ ዅሎም፡ ኣብርሃም ዝዓደጋ ንብረት ኰነት።
-