ዘፍጥረት 7:13 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 13 በታ መዓልቲ እቲኣ፡ ኖህን ደቁን፡ ማለት ሴምን ካምን ያፌትን፡+ ሰበይቱን ሰለስቲአን ኣንስቲ ደቁን ናብታ መርከብ ኣተዉ።+