ዘፍጥረት 7:2 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 2 ካብ ኵሉ ዓይነት ንጹህ እንስሳ ሸሸውዓተ፡*+ ተባዕታይን ኣንስተይትን፣ ካብ ኵሉ ዘይንጹህ እንስሳ ኸኣ ከክልተ፡ ተባዕታይን ኣንስተይትን፡ ምሳኻ ውሰድ፣