ዘፍጥረት 7:11, 12 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 11 ኣብ መበል 600 ዓመት ዕድመ ኖህ፡ ኣብታ ኻልአይቲ ወርሒ፡ ኣብ መበል 17 መዓልቲ እታ ወርሒ፡ በታ መዓልቲ እቲኣ ዅሉ ዓይኒ ማያት እቲ ሰፊሕ መዓሙቝ ማይ ተቐድደ፡ መሳዅቲ ሰማያት ከኣ ተኸፍተ።+ 12 40 መዓልትን 40 ለይትን ድማ ኣብ ምድሪ ዘነመ።
11 ኣብ መበል 600 ዓመት ዕድመ ኖህ፡ ኣብታ ኻልአይቲ ወርሒ፡ ኣብ መበል 17 መዓልቲ እታ ወርሒ፡ በታ መዓልቲ እቲኣ ዅሉ ዓይኒ ማያት እቲ ሰፊሕ መዓሙቝ ማይ ተቐድደ፡ መሳዅቲ ሰማያት ከኣ ተኸፍተ።+ 12 40 መዓልትን 40 ለይትን ድማ ኣብ ምድሪ ዘነመ።