-
ዘፍጥረት 6:7መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
7 ስለዚ፡ የሆዋ፡ “ስለ ዝገበርክዎም ተጣዒሰ እየ እሞ፡ ንዝፈጠርክዎም ሰባት፡ ንሰብ ምስ እንስሳ ዘቤትን ለመምትን በረርቲ ፍጡራት ሰማያትን ብሓባር ካብ ገጽ ምድሪ ኽድምስሶም እየ” በለ።