ዘፍጥረት 2:19 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 19 የሆዋ ኣምላኽ ድማ ንዅሉ እንስሳ መሮርን ንዅሉ በራሪ ፍጡር ሰማያትን ካብ ምድሪ ይገብር ነበረ፣ እንታይ ኢሉ ኸም ዚሰምዮም ምእንቲ ኺርኢ ኸኣ፡ ናብቲ ሰብኣይ ኣምጽኦም፣ ህያው ፍጡር* ዘበለ ኸኣ ስሙ ኸምቲ እቲ ሰብኣይ ዝሰመዮ ዀነ።+
19 የሆዋ ኣምላኽ ድማ ንዅሉ እንስሳ መሮርን ንዅሉ በራሪ ፍጡር ሰማያትን ካብ ምድሪ ይገብር ነበረ፣ እንታይ ኢሉ ኸም ዚሰምዮም ምእንቲ ኺርኢ ኸኣ፡ ናብቲ ሰብኣይ ኣምጽኦም፣ ህያው ፍጡር* ዘበለ ኸኣ ስሙ ኸምቲ እቲ ሰብኣይ ዝሰመዮ ዀነ።+