ዘሁልቍ 34:2 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 2 “ንእስራኤላውያን ከምዚ ኢልካ ኣዝዞም፦ ‘ናብ ምድሪ ከነኣን ምስ ኣቶኹም፡+ ወሰናት እታ ርስቲ ዀይና እትውሃበኩም ምድሪ፡ ማለት ምድሪ ከነኣን፡ እዚ እዩ።+ 1 ዜና መዋእል 1:8-10 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 8 ደቂ ካም፡ ኩሽን+ ሚስራይምን ጱጥን ከነኣንን+ እዮም። 9 ደቂ ኩሽ፡ ሴባን+ ሓዊላን ሳብታን ራዕማን+ ሳብተካን እዮም። ደቂ ራዕማ፡ ሳባን ዴዳንን+ እዮም። 10 ኩሽ ንኒምሮድ ወለደ።+ ንሱ ኣብ ምድሪ ናይ መጀመርታ ጅግና ነበረ።
8 ደቂ ካም፡ ኩሽን+ ሚስራይምን ጱጥን ከነኣንን+ እዮም። 9 ደቂ ኩሽ፡ ሴባን+ ሓዊላን ሳብታን ራዕማን+ ሳብተካን እዮም። ደቂ ራዕማ፡ ሳባን ዴዳንን+ እዮም። 10 ኩሽ ንኒምሮድ ወለደ።+ ንሱ ኣብ ምድሪ ናይ መጀመርታ ጅግና ነበረ።