ዳንኤል 1:2 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 2 የሆዋ ኸኣ ንዮያቂም ንጉስ ይሁዳ ምስ ገለ ኻብ ኣቕሑ ቤት* እቲ ናይ ሓቂ ኣምላኽ ኣብ ኢዱ ሃቦ፣+ ንሱ ድማ ናብ ምድሪ ሲንኣር*+ ናብ ቤት* ኣምላኹ ወሰዶ። ነቲ ኣቕሑ ኸኣ ኣብ መዝገብ ኣምላኹ ኣንበሮ።+
2 የሆዋ ኸኣ ንዮያቂም ንጉስ ይሁዳ ምስ ገለ ኻብ ኣቕሑ ቤት* እቲ ናይ ሓቂ ኣምላኽ ኣብ ኢዱ ሃቦ፣+ ንሱ ድማ ናብ ምድሪ ሲንኣር*+ ናብ ቤት* ኣምላኹ ወሰዶ። ነቲ ኣቕሑ ኸኣ ኣብ መዝገብ ኣምላኹ ኣንበሮ።+