እያሱ 15:20 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 20 ርስቲ ነገድ ይሁዳ በብዓሌቶም እዚ እዩ። እያሱ 15:47 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 47 ኣሽዶድን+ ዓድታታን ሰፈራታን፣ ጋዛን+ ዓድታታን ሰፈራታን ክሳብ ርባ ግብጽን እቲ ዓብዪ ባሕርን* ኣብ ከባቢኡ ዘሎ ዞባን።+ ግብሪ ሃዋርያት 8:26 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 26 ግናኸ፡ መልኣኽ የሆዋ*+ ንፊልጶስ፡ “ተንስእ እሞ ናብ ደቡብ፡ ናብታ ኻብ የሩሳሌም ናብ ጋዛ እተውርድ መገዲ ኺድ” ኢሉ ተዛረቦ። (ንሳ መገዲ ምድረ በዳ እያ።)
26 ግናኸ፡ መልኣኽ የሆዋ*+ ንፊልጶስ፡ “ተንስእ እሞ ናብ ደቡብ፡ ናብታ ኻብ የሩሳሌም ናብ ጋዛ እተውርድ መገዲ ኺድ” ኢሉ ተዛረቦ። (ንሳ መገዲ ምድረ በዳ እያ።)