ዘፍጥረት 11:10 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 10 ታሪኽ ሴም+ እዚ እዩ። ክልተ ዓመት ድሕሪ ማይ ኣይሂ፡ ሴም ወዲ 100 ዓመት ምስ ኰነ፡ ንኣርፋክሳድ+ ወለደ።