ግብሪ ሃዋርያት 7:15, 16 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 15 ያእቆብ ድማ ናብ ግብጺ ወረደ፣+ ኣብኣ ኸኣ ሞተ፣+ ኣቦታትና እውን ሞቱ።+ 16 ናብ ሴኬም ድማ ኣግዓዝዎም፣ ኣብታ ኣብርሃም ካብ ደቂ ሓሞር ኣብ ሴኬም ብገንዘብ ብሩር ዝዓደጋ መቓብር ከኣ ኣንበርዎም።+
15 ያእቆብ ድማ ናብ ግብጺ ወረደ፣+ ኣብኣ ኸኣ ሞተ፣+ ኣቦታትና እውን ሞቱ።+ 16 ናብ ሴኬም ድማ ኣግዓዝዎም፣ ኣብታ ኣብርሃም ካብ ደቂ ሓሞር ኣብ ሴኬም ብገንዘብ ብሩር ዝዓደጋ መቓብር ከኣ ኣንበርዎም።+