ዘፍጥረት 14:17 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 17 ኣብራም ንከዶርላኦመርን ነቶም ምስኡ ዝነበሩ ነገስታትን ስዒሩ ምስ ተመልሰ ኸኣ፡ ንጉስ ሶዶም ንኣብራም ኣብ ስንጭሮ* ሻዌ፡ ንሱ ኸኣ ስንጭሮ ንጉስ፡+ ኪቕበሎ ወጸ።
17 ኣብራም ንከዶርላኦመርን ነቶም ምስኡ ዝነበሩ ነገስታትን ስዒሩ ምስ ተመልሰ ኸኣ፡ ንጉስ ሶዶም ንኣብራም ኣብ ስንጭሮ* ሻዌ፡ ንሱ ኸኣ ስንጭሮ ንጉስ፡+ ኪቕበሎ ወጸ።