ዘዳግም 2:10, 11 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 10 (ኣቐዲሙ ኤሚም+ ዚብሃል ዓብይን ብዙሕን ከም ዓናቂም ነዊሕ ዝቝመቱን ህዝቢ ኣብኡ ይነብር ነበረ። 11 ረፋይም+ እውን ከም ዓናቂም+ ይቝጸሩ ነበሩ፣ ሞኣባውያን ከኣ ኤሚም ይብልዎም ነበሩ።
10 (ኣቐዲሙ ኤሚም+ ዚብሃል ዓብይን ብዙሕን ከም ዓናቂም ነዊሕ ዝቝመቱን ህዝቢ ኣብኡ ይነብር ነበረ። 11 ረፋይም+ እውን ከም ዓናቂም+ ይቝጸሩ ነበሩ፣ ሞኣባውያን ከኣ ኤሚም ይብልዎም ነበሩ።