ዘፍጥረት 11:29 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 29 ኣብራምን ናሆርን ድማ ኣንስቲ ኣእተዉ። ስም ሰበይቲ ኣብራም ሳራይ እዩ፣+ ስም ሰበይቲ ናሆር ድማ ሚልካ፡+ ጓል ሃራን፡ ኣቦ ሚልካን ዪስካን እዩ።