ኢሳይያስ 45:7 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 7 ብርሃን እገብር፡+ ጸልማት ከኣ እፈጥር፣+ሰላም እገብር፡+ መዓት ድማ እፈጥር፣+ኣነ የሆዋ ነዚ ዅሉ እገብሮ ኣለኹ። 2 ቈረንቶስ 4:6 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 6 እቲ፡ “ካብ ጸልማት ብርሃን ይብራህ” ዝበለስ ኣምላኽ እዩ፣+ ንብርሃን እቲ ኽቡር ፍልጠት ኣምላኽ ድማ ብገጽ ክርስቶስ ኣብ ልብና ኣብሪህዎ ኣሎ።+