ዘፍጥረት 13:18 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 18 ኣብራም ድማ ኣብ ድንኳናት ይቕመጥ ነበረ። ጸኒሑ፡ ናብቲ ኣብ ኬብሮን+ ዘሎ ዓበይቲ ኣእዋም መምሬ+ መጺኡ፡ ኣብኡ ተቐመጠ፣ ኣብኡ ኸኣ ንየሆዋ መሰውኢ ሰርሐ።+ ዘፍጥረት 14:13 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 13 ሓደ ዘምለጠ ኸኣ ናብ ኣብራም እቲ እብራዊ መጺኡ ነገሮ። ንሱ ድማ ኣብቲ ዓበይቲ ኣእዋም መምሬ እቲ ኣሞራዊ፡+ ሓው ኤሽኮልን ዓኔርን+ ይነብር* ነበረ። ንሳቶም ከኣ ምስ ኣብራም ኪዳን ተኣታትዮም ነበሩ።
18 ኣብራም ድማ ኣብ ድንኳናት ይቕመጥ ነበረ። ጸኒሑ፡ ናብቲ ኣብ ኬብሮን+ ዘሎ ዓበይቲ ኣእዋም መምሬ+ መጺኡ፡ ኣብኡ ተቐመጠ፣ ኣብኡ ኸኣ ንየሆዋ መሰውኢ ሰርሐ።+
13 ሓደ ዘምለጠ ኸኣ ናብ ኣብራም እቲ እብራዊ መጺኡ ነገሮ። ንሱ ድማ ኣብቲ ዓበይቲ ኣእዋም መምሬ እቲ ኣሞራዊ፡+ ሓው ኤሽኮልን ዓኔርን+ ይነብር* ነበረ። ንሳቶም ከኣ ምስ ኣብራም ኪዳን ተኣታትዮም ነበሩ።