-
ዘፍጥረት 18:10መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
10 ሽዑ፡ ሓደ ኻባታቶም፡ “ንዓመታ ኸምዛ ግዜ እዚኣ ብርግጽ ክምለሰካ እየ፣ ሰበይትኻ ሳራ ድማ ወዲ ኺህልዋ እዩ” በለ።+ ሳራ ኸኣ ኣብ ኣፍ እቲ ብድሕሪ እቲ ሰብኣይ ዘሎ ድንኳን ኰይና ትሰምዕ ነበረት።