ገላትያ 4:22 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 22 ንኣብነት፡ ኣብርሃም ክልተ ኣወዳት ከም ዝወለደ፡ እቲ ሓደ ኻብታ ገረድ፡+ እቲ ሓደ ኸኣ ካብታ ጭዋ+ ኸም ዝነበረ ጽሑፍ እዩ።