-
ዘፍጥረት 26:15መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
15 ሽዑ፡ ፍልስጥኤማውያን ንዅሉ እቲ ገላዉ ኣቦኡ ብዘመን ኣቦኡ ኣብርሃም ዝዀዓትዎ ዒላታት ብሓመድ ደበይዎ።+
-
-
ዘፍጥረት 26:20መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
20 ጓሶት ጌራር ድማ ምስ ጓሶት ይስሃቅ፡ “እዚ ማይና እዩ” ኢሎም ተባእሱ። ምስኡ ስለ እተባእሱ ኸኣ፡ ነታ ዒላ ዔሰቅ* ሰመያ።
-