ዘፍጥረት 26:32, 33 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 32 በታ መዓልቲ እቲኣ፡ ገላዉ ይስሃቅ መጺኦም፡ ብዛዕባ እታ ዝዀዓትዋ ዒላ፡+ “ማይ ረኺብናላ!” ኢሎም ነገርዎ። 33 ንሱ ድማ ሺብዓ ኢሉ ሰመያ። ስለዚ፡ ስም እታ ኸተማ ኽሳዕ እዛ መዓልቲ እዚኣ ብኤር-ሸባዕ+ እዩ።
32 በታ መዓልቲ እቲኣ፡ ገላዉ ይስሃቅ መጺኦም፡ ብዛዕባ እታ ዝዀዓትዋ ዒላ፡+ “ማይ ረኺብናላ!” ኢሎም ነገርዎ። 33 ንሱ ድማ ሺብዓ ኢሉ ሰመያ። ስለዚ፡ ስም እታ ኸተማ ኽሳዕ እዛ መዓልቲ እዚኣ ብኤር-ሸባዕ+ እዩ።