ዘፍጥረት 15:2, 3 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 2 ኣብራም ከኣ፡ “ኦ ልዑላዊ ጐይታ ዝዀንካ የሆዋ፡ ኣነ ውሉድ ዘይብለይ እኸይድ ካብ ኣለኹ፡ ንቤተይ ዚወርስ ከኣ ኤልዔዘር+ ብዓል ደማስቆ ኻብ ኰነስ፡ እንታይ እሞ ኽትህበኒ ኢኻ፧” ኢሉ መለሰ። 3 ብተወሳኺ ድማ፡ ኣብራም፡ “ገለ ዘርኢ ኣይሃብካንን፡+ ሓደ ኣባል* ቤተ ሰበይ ድማ ኪወርሰኒ እዩ” በለ።
2 ኣብራም ከኣ፡ “ኦ ልዑላዊ ጐይታ ዝዀንካ የሆዋ፡ ኣነ ውሉድ ዘይብለይ እኸይድ ካብ ኣለኹ፡ ንቤተይ ዚወርስ ከኣ ኤልዔዘር+ ብዓል ደማስቆ ኻብ ኰነስ፡ እንታይ እሞ ኽትህበኒ ኢኻ፧” ኢሉ መለሰ። 3 ብተወሳኺ ድማ፡ ኣብራም፡ “ገለ ዘርኢ ኣይሃብካንን፡+ ሓደ ኣባል* ቤተ ሰበይ ድማ ኪወርሰኒ እዩ” በለ።