-
ዘፍጥረት 13:2መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
2 ኣብራም ድማ ብማልን ብብሩርን ብወርቅን ኣዝዩ ሃብቲሙ ነበረ።+
-
-
ዘፍጥረት 24:1መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
24 ኣብርሃም ከኣ ብዕድመ ደፊኡን ኣሪጉን ነበረ፣ የሆዋ ድማ ንኣብርሃም ብዅሉ ባሪኽዎ ነበረ።+
-