እብራውያን 1:7 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 7 ብዛዕባ መላእኽቲ ኸኣ፡ “መላእኽቱ መናፍስቲ፡ ኣገልገልቱ*+ እውን ሃልሃልታ ሓዊ ይገብር” ይብል።+ እብራውያን 1:14 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 14 ኵላቶምዶ ነቶም ድሕነት ዚወርሱ ኼገልግሉ ዚለኣኹ መናፍስቲ ቕዱስ ኣገልግሎት* ኣይኰኑን፧+