ዘፍጥረት 28:5 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 5 ይስሃቅ ከኣ ንያእቆብ ሰደዶ፣ ንሱ ድማ ናብ ጳዳን-ኣራም፡ ናብ ላባን ወዲ ቤቱኤል እቲ ኣራማዊ፡+ ሓው ርብቃ+ ኣደ ያእቆብን ኤሳውን፡ ከደ።