ዘፍጥረት 22:15 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 15 መልኣኽ የሆዋ ድማ ካልኣይ ሳዕ ካብ ሰማያት ንኣብርሃም ጸውዖ፡ ዘፍጥረት 22:17 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 17 ብርግጽ ክባርኸካ፡ ንዘርእኻ ድማ ከም ከዋኽብቲ ሰማያትን ኣብ ገምገም ባሕሪ ኸም ዘሎ ሑጻን ብርግጽ ከብዝሖ እየ፣+ ዘርእኻ ኣፍ ደገ* ጸላእቱ ኺርስተ እዩ።+
17 ብርግጽ ክባርኸካ፡ ንዘርእኻ ድማ ከም ከዋኽብቲ ሰማያትን ኣብ ገምገም ባሕሪ ኸም ዘሎ ሑጻን ብርግጽ ከብዝሖ እየ፣+ ዘርእኻ ኣፍ ደገ* ጸላእቱ ኺርስተ እዩ።+