ዘፍጥረት 36:31 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 31 ኣብ ልዕሊ እስራኤላውያን* ንጉስ ከይነገሰ ኸሎ፡+ ኣብ ምድሪ ኤዶም ዝነገሱ ነገስታት እዚኣቶም እዮም።+ ዘሁልቍ 20:14 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 14 ሙሴ ኸኣ ካብ ቃዴስ ናብ ንጉስ ኤዶም ልኡኻት ለኣኸ፦+ “ሓውካ እስራኤል+ ከምዚ ይብል፦ ‘ኵሉ እቲ ዝረኸበና ሽግር ንስኻ ኣጸቢቕካ ትፈልጦ ኢኻ።