ዘፍጥረት 27:37 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 37 ይስሃቅ ግና ንኤሳው፡ “እንሆ፡ ጐይታኻ ገይረዮ፡+ ኵሎም ኣሕዋቱ ኸኣ ገላዉኡ ገይረ ሂበዮ፡ ብእኽልን ብጕዕሽ ወይንን ከኣ ኣጸግየዮ እየ።+ ወደየ፡ ንዓኻ ዝገብረልካ ደኣ እንታይ ዝተረፈ ኣልዩ፧” ኢሉ መለሰሉ። ዘዳግም 7:13 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 13 ኬፍቅረካን ኪባርኸካን ኬብዝሓካን ከኣ እዩ። እወ፡ ኣብታ ንዓኻ ኺህበካ ንኣቦታትካ ዝመሓለሎም ምድሪ፡+ ፍረ ኸርስኻን ፍረ ምድርኻን እኽልኻን ጕዕሽ ወይንኻን ዘይትኻን ምራኹት ከብትኻን ዕያውቲ ኣባጊዕካን ኪባርኸልካ እዩ።+
37 ይስሃቅ ግና ንኤሳው፡ “እንሆ፡ ጐይታኻ ገይረዮ፡+ ኵሎም ኣሕዋቱ ኸኣ ገላዉኡ ገይረ ሂበዮ፡ ብእኽልን ብጕዕሽ ወይንን ከኣ ኣጸግየዮ እየ።+ ወደየ፡ ንዓኻ ዝገብረልካ ደኣ እንታይ ዝተረፈ ኣልዩ፧” ኢሉ መለሰሉ።
13 ኬፍቅረካን ኪባርኸካን ኬብዝሓካን ከኣ እዩ። እወ፡ ኣብታ ንዓኻ ኺህበካ ንኣቦታትካ ዝመሓለሎም ምድሪ፡+ ፍረ ኸርስኻን ፍረ ምድርኻን እኽልኻን ጕዕሽ ወይንኻን ዘይትኻን ምራኹት ከብትኻን ዕያውቲ ኣባጊዕካን ኪባርኸልካ እዩ።+