ሉቃስ 1:46 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 46 ማርያም ድማ ከምዚ በለት፦ “ነፍሰይ* ንየሆዋ* ተዕብዮ፡+ ሉቃስ 1:48 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 48 ከመይሲ፡ ባርያኡ ለጠቕ ዝበለት ምዃና ርእዩ እዩ።+ እንሆ፡ ካብ ሕጂ ዅሎም ወለዶታት ሕጕስቲ ኺብሉኒ እዮም፣+