-
ዘፍጥረት 35:24መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
24 ደቂ ራሄል፡ ዮሴፍን ብንያምን ነበሩ።
-
-
ዘፍጥረት 45:4መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
4 ዮሴፍ ከኣ ንኣሕዋቱ፡ “በጃኹም ናባይ ቅረቡ” በሎም። ንሳቶም ድማ ናብኡ ቐረቡ።
ሽዑ፡ ከምዚ በሎም፦ “ኣነ ናብ ግብጺ ዝሸጥኩምኒ ዮሴፍ ሓውኩም እየ።+
-
-
ዘዳግም 33:13መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
13 ብዛዕባ ዮሴፍ ከምዚ በለ፦+
-