እያሱ 24:32 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 32 እቲ እስራኤላውያን ካብ ግብጺ ዘደየብዎ ኣዕጽምቲ ዮሴፍ ከኣ፡+ ኣብ ሴኬም፡ ኣብታ ያእቆብ ካብ ደቂ ሓሞር፡ ኣቦ ሴኬም፡ ብ100 ቀሲጣ* ዝዓደጋ ኽፋል ግራት ቀበርዎ፣+ ንደቂ ዮሴፍ ድማ ርስቲ ዀነቶም።+ ግብሪ ሃዋርያት 7:15, 16 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 15 ያእቆብ ድማ ናብ ግብጺ ወረደ፣+ ኣብኣ ኸኣ ሞተ፣+ ኣቦታትና እውን ሞቱ።+ 16 ናብ ሴኬም ድማ ኣግዓዝዎም፣ ኣብታ ኣብርሃም ካብ ደቂ ሓሞር ኣብ ሴኬም ብገንዘብ ብሩር ዝዓደጋ መቓብር ከኣ ኣንበርዎም።+
32 እቲ እስራኤላውያን ካብ ግብጺ ዘደየብዎ ኣዕጽምቲ ዮሴፍ ከኣ፡+ ኣብ ሴኬም፡ ኣብታ ያእቆብ ካብ ደቂ ሓሞር፡ ኣቦ ሴኬም፡ ብ100 ቀሲጣ* ዝዓደጋ ኽፋል ግራት ቀበርዎ፣+ ንደቂ ዮሴፍ ድማ ርስቲ ዀነቶም።+
15 ያእቆብ ድማ ናብ ግብጺ ወረደ፣+ ኣብኣ ኸኣ ሞተ፣+ ኣቦታትና እውን ሞቱ።+ 16 ናብ ሴኬም ድማ ኣግዓዝዎም፣ ኣብታ ኣብርሃም ካብ ደቂ ሓሞር ኣብ ሴኬም ብገንዘብ ብሩር ዝዓደጋ መቓብር ከኣ ኣንበርዎም።+