እብራውያን 13:4 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 4 ኣምላኽ ንኣመንዝራታትን* ንዘመውትን ኪፈርዶም እዩ እሞ፡+ መውስቦ ኣብ ኵሉ ኽቡር፡ እቲ ዓራት መውስቦ ኸኣ ዘይረኸሰ ይኹን።+