ዘፍጥረት 25:30 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 30 ሽዑ፡ ኤሳው ንያእቆብ፡ “ደኺመ* እየ እሞ፡ በጃኻ ቐልጥፍ፡ ካብቲ ቐይሕ ጸብሒ* ሒደት ሃበኒ”* በሎ። ስለዚ፡ ስሙ ኤዶም* ተባህለ።+