እብራውያን 12:24 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 24 ናብ የሱስ እቲ መንጎኛ+ ሓድሽ ኪዳንን+ ናብቲ ኻብ ደም ኣቤል+ ብዝሓሸ ዚዛረብ ምንጻግ ደምን ኢኹም ቀሪብኩም።