ዘፍጥረት 37:3 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 3 እስራኤል ድማ ንዮሴፍ፡ ኣብ እርጋኑ ስለ ዝወለዶ፡ ሓለፋ ዅሎም ደቁ ይፈትዎ ነበረ፣+ ወለል ዚብል ብሉጽ ክዳን ድማ ኣስርሓሉ።