ዘጸኣት 38:24 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 24 ኵሉ እቲ ንዅሉ ዕዮ መቕደስ ንምስራሕ ዝወዓለ ወርቂ፡ ማዕረ እቲ እተዋህበ* ኪኸውን ከሎ፡+ ብሲቃል መቕደስ* 29 ታለንትን* 730 ሲቃልን* ነበረ።