2 ዜና መዋእል 1:5 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 5 እቲ በሳልኤል+ ወዲ ኡሪ ወዲ ሑር ዝገበሮ መሰውኢ ነሓሲ+ ድማ ኣብ ቅድሚ እቲ ማሕደር የሆዋ ተነቢሩ ነበረ፣ ሰሎሞንን እቲ ጉባኤን ከኣ ኣብ ቅድሚኡ ይጽልዩ* ነበሩ።
5 እቲ በሳልኤል+ ወዲ ኡሪ ወዲ ሑር ዝገበሮ መሰውኢ ነሓሲ+ ድማ ኣብ ቅድሚ እቲ ማሕደር የሆዋ ተነቢሩ ነበረ፣ ሰሎሞንን እቲ ጉባኤን ከኣ ኣብ ቅድሚኡ ይጽልዩ* ነበሩ።