ዘጸኣት 27:16 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 16 “ኣፍ ደገ እቲ ኣጸድ ከኣ ካብ ሰማያዊ ፈትልን ጁዅ ካብ ዝሕብሩ ጸምርን ካብ ውጹእ ቀይሕ ፈትልን ተፋሒሱ ኻብ እተገብረ ቕጭን በፍታን ብሓደ ብምእላም እተገብረ 20 እመት ዝንውሓቱ መጋረዲ፡*+ ምስ ኣርባዕተ ዓንድን ኣርባዕተ ዚስኵዓሉ መቘምን ይሃልዎ።+
16 “ኣፍ ደገ እቲ ኣጸድ ከኣ ካብ ሰማያዊ ፈትልን ጁዅ ካብ ዝሕብሩ ጸምርን ካብ ውጹእ ቀይሕ ፈትልን ተፋሒሱ ኻብ እተገብረ ቕጭን በፍታን ብሓደ ብምእላም እተገብረ 20 እመት ዝንውሓቱ መጋረዲ፡*+ ምስ ኣርባዕተ ዓንድን ኣርባዕተ ዚስኵዓሉ መቘምን ይሃልዎ።+