ዘጸኣት 28:36, 37 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 36 “ካብ ጽሩይ ወርቂ ዜንጸባርቕ ቀጸላ ግበር እሞ፡ ኣብኡ፡ ‘ቅድስና ናይ የሆዋ’ ዚብል ከም ኣቀራርጻ ማሕተም ጌርካ ቕረጸሉ።+ 37 ብሰማያዊ ፍሕሶ ጌርካ ኸኣ ኣብቲ መጠምጠምያ እሰሮ፣+ ኣብቲ መጠምጠምያ ድማ ብሸነኽ ቅድሚት ይኹን። ዘሌዋውያን 8:9 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 9 ኣብ ርእሱ ኸኣ መጠምጠምያ+ ኣንበረሉ፣ ኣብ ቅድሚ እቲ መጠምጠምያ ድማ ከምቲ የሆዋ ንሙሴ ዝኣዘዞ፡ ዜንጸባርቕ ቀጸላ ወርቂ፡ እቲ ቕዱስ ምልክት ተወፋይነት*+ ገበረሉ።
36 “ካብ ጽሩይ ወርቂ ዜንጸባርቕ ቀጸላ ግበር እሞ፡ ኣብኡ፡ ‘ቅድስና ናይ የሆዋ’ ዚብል ከም ኣቀራርጻ ማሕተም ጌርካ ቕረጸሉ።+ 37 ብሰማያዊ ፍሕሶ ጌርካ ኸኣ ኣብቲ መጠምጠምያ እሰሮ፣+ ኣብቲ መጠምጠምያ ድማ ብሸነኽ ቅድሚት ይኹን።
9 ኣብ ርእሱ ኸኣ መጠምጠምያ+ ኣንበረሉ፣ ኣብ ቅድሚ እቲ መጠምጠምያ ድማ ከምቲ የሆዋ ንሙሴ ዝኣዘዞ፡ ዜንጸባርቕ ቀጸላ ወርቂ፡ እቲ ቕዱስ ምልክት ተወፋይነት*+ ገበረሉ።