-
ዘሌዋውያን 26:13መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
13 ድሕሪ ደጊም ባሮቶም ምእንቲ ኸይትዀኑ ኻብ ምድሪ ግብጺ ዘውጻእኩኹም፡ ኣነ የሆዋ ኣምላኽኩም እየ። ኣርዑትኩም ሰበርኩ፣ ርእስኹም ኣልዒልኩም ከም እትኸዱ* ኸኣ ገበርኩኹም።