ዘጸኣት 35:10 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 10 “‘ኵሎም እቶም ካባኻትኩም ክኢላታት*+ ዝዀኑ ይምጽኡ፡ ንዅሉ እቲ የሆዋ ዝኣዘዞ ኸኣ ይግበሩ፣ ዘጸኣት 36:1 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 36 “በሳልኤል ምስ ኦሆልያብን ምስ ኵሎም እቶም ንዕዮ እቲ ቕዱስ ኣገልግሎት ብኸመይ ከም ዚገብሩ ኺፈልጡ ኢሉ የሆዋ ጥበብን ኣእምሮን ዝሃቦም ክኢላታት* ሰባትን ኰይኑ፡ ከምቲ የሆዋ ዝኣዘዞ ኺገብር እዩ።”+
36 “በሳልኤል ምስ ኦሆልያብን ምስ ኵሎም እቶም ንዕዮ እቲ ቕዱስ ኣገልግሎት ብኸመይ ከም ዚገብሩ ኺፈልጡ ኢሉ የሆዋ ጥበብን ኣእምሮን ዝሃቦም ክኢላታት* ሰባትን ኰይኑ፡ ከምቲ የሆዋ ዝኣዘዞ ኺገብር እዩ።”+